መለለይ ገጽሬድዮ ቫቲካን
ሬድዮ ቫቲካን  

ክፍልታት


  ናይ ፍቕሪ ሥራሕን
   ምትኅብባርን



  ቤተ ክርስቲያን


  ባህልን ኅብረተ-ሰብን


  ናይ ቫቲካን መዛግብ

  ሲኖዶስ


  ሓድነት ኣብያተ ክርስትያን


  ሥድራ ቤት


  መንእሰያት


  ፍትሕን ሰላምን


  ፖሊቲካ


  ሃይማኖትን ዘተን


  ፍልጠትን ሥነ-ምግባርን


  ጕባኤ ኣስተምህሮን ጸሎት
   መልአከ እግዚአብሔርን



  ሐዋርያውያን ዑደታት



ካልኦት
  ቋንቋታት


  መንነትና


  ሰዓታት መደባት


  መደባትና


  ናብ ክፍሊ ምስንዳው
   መደባት ንምጽሓፍ



  ርክባት


  ፍረ ሥራሕ ሬድዮ ቫቲካን

ናይ
  ቫቲካን መርበብ
  ሓበሬታ ገጽ


  ቫቲካን


  ሃገረ ቫቲካን


  ናይ ር.ሊ.ጳ. ሥርዓታት
   ሊጡርጊያ



  ናይ ቅድስቲ መንበር ናይ
   ዜና ማኅተም



  ሎሶርርቫቶረ ሮማኖ


  ናይ ቫቲካን መደብር
   ተለቪዥን


ጉባኤ ሪሚኒ፡


እቲ ዝሐለፈ ሰኑይ አብ ሰሜናዊ ኢጣልያ አብ ከተማ ሪሚኒ ዝተጀመረ ናይ ሕብረትን ሐድነትን ማሕበር ዓመታዊ መበል ሳላሳን ሐደን ጉባኤ ይቅጽል ከም ዘሎ ካብቲ ቦታ ዝመጸ ዜና አረዲኡ ።

አብዚ ናይ ሃይማኖት አበው ናይ ሳይንስ በሰላትን ናይ ፖሊቲካ ሰባትን ዘ  ...»


ረዲኤት ርእሰ ሊቃነ ጳጳጳሳት ንፓኪስታን ፡



ናይቲ Cor Unum ዝተወሃሃደ ልቢ ጳጳሳዊ ቤት ምኽሪ ሊቀመንበር ብፁዕ ካርዲናል ፓውል ጆሰፍ ኮርደስ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት በነዲክቶስ ነቲ ብምጥልቅላቅ ማይን ውሕጅን አብ ሽግር ዝወደቀ ህዝቢ ፓኪስታን ዝለገስዎ ገንዘብ ብካሪታስ ኢጣልያ አቢሉ ከም ዝተዋህበ አገ  ...»

ፍልሠታ ለማርያም


ብሥርዓተ ሊጡርጊያ ሃገርና ሎሚ ድሮ በዓለ ፍልሠታ ኢዩ፤ ቅዱስ ኣቦና ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት እዚ በዓል እዚ ካብ ዓበይቲ በዓላት ቤተ ክርስትያን ሓደ ከምዝኾነን እኖና እግዚአትነ ማርያም ምድራዊ ሕይወታ ምስ ፈጸመት ብሥጋኣን ብነፍሳን ናብ ዘለዓለማዊ ክብ  ...»

ቅድስት ተረዛ በነደታ ዘመስቀል


ትማሊ ብቅድስት ተረዛ በነደታ ዘመስቀል እትፍለጥ ቅድስት አዲት ሽታይን በዓል ተዘኪሩ ውዒሉ።

ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ ብዛዕባ እዛ ቅድስቲ እዚኣ ኪዛረቡ ከለው፤ ‘ኣብ ድቅድቅ ጸልማት ናይ ለይቲ እተንጸባርቅ ብርሃን’ ይብልዋ። ኣብ ናይ ትማል ሰንበት ናይ መ  ...»


ንግደት ኤውሮጳውያን መዘምራን/ኣገልገልቲ መንበረ ታቦት ኣብ ሮማ


“ካብ ሕቀኛ ምንጪ ምስታይ” ብዝብል ተማ መናእሰይ መዘመራን ኤውሮጳ ብዓለምለኻዊ ማኅበር መዘምራን ብዝተዋደዶ መደብ መሠረት ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳ ማለት መብዛሕት ኦም ካብ ጀርመን ከማኡ እውን ካብ ኣውስትርያ ሃንጋሪ ዓዲ ጣልያን ኮታ ካብ ል ዕ  ...»


2ይ ሰንበት ዘፍልሠታ (09.12.2002/15.08.2010)



 መዝሙር፡ ዛቲ ይእቲ ማርያም…

ምስማክ፡ አዋልደ ነገሥት ለክብርከ፤ ወትቀውም ንግሥተ በየማንከ፤ በአልባሰ ወርቅ ኡጽፍት ወኁብርት (ኣዋልድ ነገሥታት ንክብርኻ ኢየን፤ እታ ንግሥት ጽሩይ ወርቂ ተሸሊማ ኣብ የማንካ ትቀውም) መዝ፡ 44፡9

ንባባት፡ ዕብ 11፡8~16 2ኛ ዮ



1ይ ሰንበት ዘፍልሠታ (02.12.2002/08.08.2010)



 መዝሙር፡ ዮም ንወድሳ…

ምስማክ፡ እምነ ጽዮን ይብል ሰብእ፤ ወብእሲ ተወልደ በውስቴታ፤ ወውእቱ ልዑል ሣረራ (ሰባት ኩሎም ኣደና ጽዮን ይብላ፤ ካብ ውሽጣ ‘ካባኣ’ ሰብ ተወልደ፤ እቲ ልዑልውን ባዕሉ ኼጽንዓ ኢዩ) መዝ፡ 87፡5

ንባባት፡ 1ኛ ቆሮ 8፡1~13 1ኛ ጴጥ 4፡1~5፤ ግ.ሐ 26፡1~23 ሉ



ሰንበት ዘመብረቅ (25.11.2002/01.08.2010)



  መዝሙር፡ በሰንበት ቦአ ኢየሱስ ምኲራቦሙ ለአይሁድ…

ምስማክ፡ ያዐርግ ደመናተ እም አጽራፈ ምድር፡ ወገብረ መብረቀ ለጊዜ ዝናም፡ ዘያወጽ ኦሙ ለነፋሳት እመዛግብቲሆሙ፤ (ንግመ ኻብ ወሰን ምድሪ ኸም ዚለዓል ይገብር፤ ብጊዜ ዝናም መብረቕ ይገብር፤ ን



መንገዲ ልግስን ምስጋናን ካብ እግዚአብሔር ተመሃሩ


ቅዱስ ኣቦና ነቲ ብራጺንገር ሹለርክራይስ ዝፍለጥ ዓመት ዓመት ኣብዚ ወቅቲ እዚ ምስ ናይ ቀደም ተመሃርቶም ዝገብርዎ ርክብ ትማሊ ብመሥዋዕተ ቅዳሴ ዛዚሞሞ፤ ናይ ሎም ዘመን ኣርእስቲ ርክቦም ትርጓሜ ካልኣይ ጉባኤ ቫቲካን ኢዩ ነይሩ፤ ኣብቲ ትማሊ ኣብ ማእከል ማርያፖሊ ናይ ካስተልጋንደልፎ ዝዓረገ መሥዋዕተ ቅዳሴ ቅዱስነቶም ኣብ ነቶም ልዕሊ 40 ዝኾኑ ተሳተፍቲ ናይቲ ርክብ ሰላምታ ድሕሪ ምቅራብ ናይ ሰንበት ወንጌል ብምጥቃስ ነቲ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ቤት ሓደ ፈሪሳዊ ኮይኑ ዝሃቦ ምሳሌ ናይ ትሕትና መሠረት ብምግባር ብመጀመርያ መንገዲ ትህትናን ፍቅርን ዝዓሰሎ ልግሲ ክህልዎም ሓደራ ድሕሪ ቢሎም ብቋንቋ ጀርመን ኣብ ዘዕረግዎ መሥዋዕተ ቅዳሴ መባእቲ ከምዚ ቢሎም  ...»


ቀዳማይ ጦማር ቅዱስ ኣቦና ንሕትመት በቂዑ






ቅዱስ ኣቦና ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ከም ሊቅ ንባበ መለኮት ዝደረስዎ ኩሉ ብሓንሳብ ተኣኻኺቡ ኣብ 16 ጦማራት ተጠቅሊሉ ንሕትመት ይሰናዶ ኣሎ። ካብዚ በብጦማር ወይ መዝገብ ዚሕተም መጻሕፍቲ እቲ ፈላሚ ብዛዕባ ሥርዓተ ኣምልኾ ወይ ሊጡርጊያ ዚምልከት ኮይኑ ድሮ ተሓቲሙ ንንባብ በቂዑ። ነዚ ናይ ሕትመት ሥራሓት ዘከናውኖ ዘሎ ቤት ማኅተም መዝገበ መጻሕፍት ቫቲካን ከምዝኾነ ምስዚ ተታሓሒዙ ዝመጸ ዜና ገሊጹ።

እዚ ቀዳማይ መጽሓፍ እዚ ትማሊ ኣብ ሪሚኒ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጉባኤ ንዝሳተፉ ብዕሊ ቀሪቡ። እዚ ጦማር እዚ ቅዱስነቶም ንሥርዓተ ኣምልኾ ብዝህብዎ ትርጉም ይጅምር። ቅዱስ ኣቦና ትርጉም ሊጡርጊያ ወይ ሥርዓተ ኣምልኾ ብኸምዚ ይገልጽዎ፤ “እቲ ዝለዓለ ናይ ክብሪ እግዚአብሔር ጽ  ...»



ኩሉ ነገር ብክርስቶስ ይተሓደስ






ቅዱስ ኣቦና ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት በነዲክቶስ መበል 16 ትማሊ ኣብ ዘቅረብዎ ሶሙናዊ ናይ ዕለተ ሮቡዕ ሓፈሻዊ ትምህርተ ክርስቶስ፤ ንርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ቅዱስ ፕዮስ 10ይ ብምዝካር፤ ከምቲ ቅዱስ ፕዮስ 10ይ ቅድሚ 100 ዓመት ዝበልዎ ሎሚ እውን ቀንዲ ውራይ ግብረ ተልእኮ ንኹሉ ነገራት ብክርስቶስ ምሕዳስ ከምዝኾነ ገሊጾም።

ቅዱስነቶም ትማል ካብቲ ናይ ዕረፍቲ ቦታኦም ሓዋርያዊ ኣደራሽ ካስተል ጋንደልፎ ኣብ ዝሃብዎ ትምህርተ ክርስቶስ ብዛዕባ ቅዱስ ፕዮስ 10ይ ብሰፊሑ ድሕሪ ምስትምሃር ኣብ ፓኪስታን ብምዕልቅላቅ ማይ ንዝሳቀዩ ዘኪሮም ብመንፈስ ምስኦም ሓቢሮም ምእንታኦም ከምዝጽልዩ ብምሕባር ምትሕብባር ናይ ኩሉ ከይፍለዮም ምናዳ ኸኣ ማኅበረሰብ ዓለም ቀልጢፉ ክረድኦም ተላቢ  ...»



ዘድኅነና ምስ እግዚአብሔር ዘሎና ዕርክነት እምበር ዝሓልፍ ሃብቲ ኣይኮነን






ቅዱስ ኣቦና ንበዓለ ፍልሠታ ብዝምልከት ኣብ ዘስምዕዎ ስብከት ፍጻሜ ‘ኦ ጎይታ ኣብቲ ንሞት ዘሸንፍ ጭቡጥ ፍቅሪ ኣምላኽ ዝኾነ መንግሥተ ሰማያት ዘሎ ዘለዓለማዊ ሕይወት ንኽንኣምን ኃይሊ ሃበና’ እንክብሉ ጸልዮም።

ብሥርዓተ ሊጡርጊያ ላቲን ትማሊ ዝተነበ ወንጌል ከኣ እቲ ንኢየሱስ ብዛዕባ ሕይወት ዘለዓለም ንምውራስ ክገብሮ ዝግብ ኦ ናይ ዝሓተተ መንእሰይ ነሩ። ነዚ ብምምልካት ከኣ ኣርእስቲ ናይዚ ኣስተንትኖ ኮይና ዘላ ‘ዘድኅነና ምስ እግዚአብሔር ዘሎና ዕርክነት እምበር ዝሓልፍ ሃብቲ ኣይኮነን’ ብማለት ቅዱስ ኣቦና እማነትናን ተስፋናን ፍቅርናን ኣብ እግዚአብሔር ደኣ እምበር ኣብ ሓላፍን በራስን ዝኾነ ናይዚ ዓለም ሃብቲ ከይንገብር ሓደራ ዝብሉ።

ቅዱስነቶ  ...»



ሰማዕትነት ክርስትያን ናይ ፍጹም ፍቅሪ ኣምላኽ ምልክት ኢዩ






ቅዱስ ኣቦና ኣብ ናይ ትማሊ ሶሙናዊ ናይ ዕለተ ሮቡዕ ሓፈሻዊ ትምህርተ ክርስቶስ ብዛዕባ ናይ ዕለቱ ቅድስቲ መሥራቲት ማኅበር ደናግል ክላሪሰን ቋሚት ብርሃንን ጠበቃ ኤውሮጳን ዝተሰምየት ቅድስት ክያራ ዘኣሲዚ ኣውኪኦም፤ ኣብዚ ሶሙን እዚ ኣብ ናይ ላቲናዊ ሥርዓተ ኣምልኾ እትኽተል ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኣርባዕተ ዝቀደሙን ዝደሓሩን ሰማዕታት ስለዝዝከሩ ብዛዕባ ሰማዕትነት ክርስትያን ኣስተምሂሮም።

ሽሕ’ኳ ሞት ዘይተርፍ እንተኾነ ንኹሉን ስለኹለን ንእግዚአብሔር ብምፍቃር ንርእስኻ ብምስዋዕ ዝግበር ዝለዓለ ምስክርነት ግን ሰማዕትነት ክርስትያን ምዃኑ ዝገለጹ ቅዱስ ኣቦና ኣብዚ ሶሙን እዚ ዝተዘከሩ ቅዱሳን ሰማዕታት ሎረንዞ ዲያቆን አዲት ሽታይን ማሲሚ  ...»


መደባት ምስማዕ


ብቐጥታ


ብምሕታት


ሞያውያን
  ኣገልግሎታት


ድምፂ
  ር.ሊ.ጳጳሳት


ጸሎት መልአከ
  እግዚአብሔር

ርክባት

Video programmes


Web TV

Video on demand


The Pope's Pastoral visits


ፍሉይ
  ኣገልግሎታት

...

ሙዚቃ

ሙዚቃ

ናይ ሊጡርጊያ
  መደባት

ናይ ሊጡርጊያ
  መደባት















 
 
ናብ
  ክፍሊ ምስንዳው
  መደባት ንምጽሓፍ  ናብ ክፍሊ ምስንዳው መደባት ንምጽሓፍ
top
top
All the contents on this site are copyrighted ©. Webmaster / Credits / Legal Conditions / Advertising
top
top

Valid HTML 4.01! Valid CSS!